المدة الزمنية 1:8

Eza meret እዛ መሬት

51 075 مشاهدة
0
1.8 K
تم نشره في 2020/04/15

ንዝኸበርኩም ተኸታተልቲ ድራማ እዛ መሬት 6ይ ክፋል ሎሚ ከምዘይቐርብ እናገለፅና ሮቡዕ 14/08/12 ክነቕርበልኩም ኢና! ለተከበራችሁ ተመልካቾቻችን ክፍል 6 ዛሬ የማይለቀቅ መሆኑን እየገለፅን፤ ረቡዕ በቀን 14/08/2012 የምናቀርብ መሆናችንን ከይቅርታ ጋር እንገልጻለን፡፡ /c/EastAfricaFilmProduction% 20 Subscribe. NEW videos every week. We will also start to post behind the scene footages soon.

الفئة

عرض المزيد

تعليقات - 158
  • @
    @ayehuyebezaenat6818منذ 4 سنوات አይገባኝም ተዋንያኖቸን ስላማውቃቸው በአመርኛ ፍልማቸው ደስ ይለኛል በርቱልን
  • @
    @tigraywerki8541منذ 4 سنوات Can't wait Best drama ever so far 3
  • @
    @user-lq4fw2qm9sمنذ 4 سنوات ካብቶም ተዋሳእቲ ንላዕሊ ነታ ደራሲት የ ዘደንቅ ኣነ ዋዕሮ ትግራወይቲ ኩሉ ግዜ መኹሪዒት ዓዳን ባህላን ያ 26
  • @
    @user-nj9iv1fy8oمنذ 4 سنوات ብሃንቀውታ ልፅበያ ፍልሚ እያ በሉ እስከ ስደድልና ምርያም ፅዮን ትሓሉኩም ደቂ ዓደይ ማዓረይ 40
  • @
    @user-ss9ub4du2uمنذ 4 سنوات እምባየ ዝፈትዋ ጋዘጠኛ ወዲ ኣጽቢ ወበርታ ኣዘካ ንኣድካለ ደይብካ ገዳማት ቦታታት ኣጽቢ ወዲ ኣደይ 1000 ላይክ ህበኩም ካብ ዙሕማም መጽዩ እኞለ የድሕነ ፈጣሪ ኣየኪ ትግራይ 16
  • @
    @Seb15منذ 4 سنوات ኮረና ጠፊኡ የሪአና እሞ ንእግዚኣብሔር ንፈረሐሉ ግዜ ይፍጠረልና ሰላም ንጥዕናን ንኩልኩም ይኩነልኩም ደቂ ትግራይ ወርቂ 24
  • @
    @Mm-hy3fkمنذ 4 سنوات ዝወረደት ሞስልኒ ስረሐይ ደርብየ ክፉ ኢለ ነይረ በሉ ቀልጥፉኩም ምፅና ጨለ ዋ ንፉቅ 14
  • @
    @user-yv2cs8ml7kمنذ 4 سنوات እዛ መሬት ትግራይ ወርቂ እንካዕ በሰላም መፃኢከም ደቂ ጅጋኑ ❤# 16
  • @
    @gebremedhinhagos2453منذ 4 سنوات ሰነ ጽሑፍ ቓንቋ ትግርኛ ኽንደይናይ ዝኣክል ተሓምቢቡ ከምዘሎ ካብዛ ፊልም ምርዳእ ይከአል። ሰለዝኾነ ድማ ምሉእ ዐቅምና ተጠቂምና ናብ ባዕልና ንመለስ 5
  • @
    @user-ss9ub4du2uمنذ 4 سنوات ክጽበያ ቃንየ እካእ ብሰላም መጻእኩም እካእ ኣብጸሐኩም/ና ንፋስጋ ደቂ ትግራይ ሓላል ኣዞኩም ቀጽልሉ ኣነስ ደስ ክትብለኒ እዛ ኣምሓርኛ ትሰርሕ ዝነበረት ዋእሮ ትግራወቲ ኣፍፍ ዘየውጸአ ቖልኣ ትመስል ኣመሎኮቶን ትግርኛ ኣዘኪ 3
  • @
    @zufanabraha2824منذ 4 سنوات እፉ ታሪከይን ታሪክ ትግራይን ፅቡቅ ጌርኩም ስለ ዘፍለጥክትምና ብጣዕሚ ኢና ነመስግን
  • @
    @tigraylove2764منذ 4 سنوات ተጋሩ ማዓራተይ ከመይ ዲና ደቂ ማዓር ጠስሚ ወርቂ ልቢ ሓበን ትግራይና ብርኽቲ ማራ እየ ዝፈትወኩም ፍትውውውውውውውውውውውውው ዘብለኩም ፍቅርቅርርርርርርርርር ወለላተይ ፍቱዋተይ ኣጆኹም ቀፅልሉ ፈጣሪ ይሓልወኩም ይባርኩም ማዓር ወለላ ወላሉ ❤️
  • @
    @tigraylove2764منذ 4 سنوات ፈጣሪ ምሕረትን ሰላምን ርህራሄን በረኸትን ሰናይ ፅድቂ ሂወትን ይሃበና ንዘለዓለም ናይ ሥላሴ ኣምላኽና ፍቅርን ምሕረትን ለጋስነትን ሄርነትን(ቸርነትን)ኩሉ ኣይፈለየና ንሓዋሩ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ይኹነልና ይግበረልና፣፣፣፣፣፣✝️✝️✝️✝️n id="hidden2" class="buttons"> ርሑስ ኣውደዓመት ብሩኽ ሰናይ ፋሲኻ ይግበረልኩም/ይግበረልና ኣሜን ፫።
    ❤️❤️❤️❤️
    ....وسعت
  • @
    @kbman991منذ 4 سنوات ኳዕ ደሓን መፃኩም ደቂ ትግራይ ፡
    ብሩክ መዓልቲ ክትውዕሉ ሰናይ ትምኒተይ ይገልዘልኩም ኦል ሰማዕቲ ትግርኛ፡
    4
  • @
    @almazgiday9935منذ 4 سنوات ሽኮራት ከይራአኩኩም ቀኒየ ብሳራሕ ምክንያት ናፊቀኩም ማዐራት ምስ ራአኩኩም ታሐጊሰ
  • @
    @SalamSalam-ke1iuمنذ 4 سنوات ዋዉ ኣቱም መቅሰናት መፂእኩም ዶ ትጋሩ ኣብይ ኣለኩም ሐጂ እዮም ቆንጆ ድራማ ዝምፃእኩም❤ 1
  • @
    @aronmebrahtom2218منذ 4 سنوات Are eza meret bejakum lkekulna ftutuwwwww 1
  • @
    @user-if7ks3tt1zمنذ 4 سنوات እንካዕ ብስላም መፃኩም ደቂ ዓባይ ትግራይ ሃመይ ድየ ፍትው ዘብለኩም 2
  • @
    @udfh7364منذ 4 سنوات እንኳዕ ብሠለም መፃኹም ተጋሩዋኒ ብሃንቀውታ ክንፅበ እና ቅድመኹም ልውጥውጥ ያብለኒ ሓፍትኩም
  • @
    @taimogaltigray2660منذ 4 سنوات ብሃንቀውታ ንፅበ እንኳዕ ዳሕን መፃእኹም አለናሞ ስደዱልና 6ይ ክፋል 1
  • @
    @wedimisgna9259منذ 4 سنوات እንኳዕ ንባዓል ሓሙስ ፅግቦ ኣብፀሓና ኣብፀሓኩም ናብ ፋስጋ ብሰላም የብፀሓና
  • @
    @user-ed7js4ev5fمنذ 4 سنوات ዕድመን ጢዒናን ይሃብኩም ፅሩያት ደቂ ትግራይ እዛ መሬት 100ክሳብ 100 ሓቀኛ ዛንታ
  • @
    @user-to1ul6cd4vمنذ 4 سنوات እንተተካኢሉ አይትደንጉዩና ብ ሰላም ምፁና
    ጥዑማት ድሃይ ደቅዛ ብርክቲ መሬት
    ዓዲ ሊቃዉንቲ
  • @
    @temesgenfetari2108منذ 4 سنوات Measey Malet you 14.08.2012 ayterdann sorry gn bejakum sdedulna btami xbktin tarikawitn Film ye
  • @
    @frezerkidanemariam3830منذ 4 سنوات Entay dea ni Robue elkum telimukumena dea
  • @
    @alganeshbahre8598منذ 4 سنوات You are late this time I can't wait love you my people
  • @
    @firehiwettuaumay5670منذ 4 سنوات መርያም ፅዮን ትሓልውኩም ደቂ ሓላል መሬት ትግራይ ዓደይ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️ብሰላም ምፁና
  • @
    @jcvjjfj737منذ 4 سنوات እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ደቂ ዓደይ ደቂ እታ ሓላል መሬት ካብ ግዝያዊ ሕማም ሕማም ኮረና ኣምላኽ ይሓልኹም ይሓልወና
  • @
    @user-sg6bb7pp9lمنذ 4 سنوات ዋዉዉዉ ኣዝያ ማሃሪትን ደስ ባሃሊትን እያ ግን ደቂቃ ኣይተዉሕዱልና ምስ ይቅርታ
    ብምቕጻል ርሑስ ኣወዳኣመት እንኳዕ ኣብጻሓና ካኣ
  • @
    @genigulmama7751منذ 4 سنوات enqua bselam metsakum deki tgeray adey
  • @
    @regengg3267منذ 4 سنوات እዛ ፊልም ዘይትስዱልና በጃኩም ሓንቲ ካብተን ንፈትዋ ፊልም ናይ ትግራይ እያ i am eritra i like film tigray 1
  • @
    @hansab1منذ 4 سنوات ጽብቅትን ብልጽትን ተከታታሊ ታሪካዊ ድራማ ናይዚ ዓመት ነዊሕ ዕድመን ንደራሲ ፕሮዲሶራት ተዋሳእትን ብጠቃላሊ ኣብዛ ፊልም ኢድኩም ዝንበርኩም ይምነ ። ሰላምን ፍቅርን ናሃገርናን ዓለምን ጥዕናን ደስታን ንኩሉ ህዝበ ዓለም ም ኣምላክ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና ።
  • @
    @alicopt4161منذ 4 سنوات ካብ ልበይ ዝወጸ ምስጋና ይብጻሕኩም። ብጣዕሚ ብዙሕ ደኺምኩም ብሉጽ ስራሕ ሰሪሕኩም። ነገር ግና ናይ ድኻምኩም ዋጋ ርብዑ ዝኾን እንኳ ኣይትረክቡን ዘለኹም። ተስፋ ከይቆረጽኩም ቀጽሉ ሓዱሽ ኣሰራርሓ ሒዝና ኣብ'ዚ ቐረባ ክንመጽእ ኢና።
  • @
    @ThTh-gg8gdمنذ 4 سنوات ዝፈትዋ ድራማ አረ ኣበይ ኣለኹም ተጋሩ ላይክ ኮሜንት ሼር ኣይትሕመቑ
  • @
    @MmMm-fv5loمنذ 4 سنوات Aneka bslem mtskem dke Abey Tgery kehle
  • @
    @fanielnegussi3845منذ 4 سنوات Ata dekza tegaru aytdongyuna txibit tewedna
  • @
    @awetashyirgagebresilase258منذ 4 سنوات ንሓደ ድራማ ንኸይርአ ልገብሮ ኣብ ግዝየካ ዘይምቅራብ እዩ ,
    ኣነን ቡዙሓትን ብሰንኪ ኣብ ሰዓቶም ዘይምቅራብ ን መጻወድያ ድራማ ምክትታል ገዲፍናዮ, ስለዚ ዋላ እካ ጸገም እን ተሃለወኩም ኣብ ግዝየካ ምቅራብ ቅድሚ እቲ ስራሕ ናብ ህዝቢ ምልቃቕኩም ክትሓስብሉ ይግባእ .
    እዛ መርየት ናይብሓቂ ብቅዓት ዘለኩም ሰባት ኢኹም ሰሪሕኩማ ጽብቕቲ እያ ኣድናቒትኩም እየ. ናይ ቆጾሮ ዘይምኽባር ግን ነዛ ድራማ ሰብ ከምዘይከታተላ ኣይትግበሩዋ .
    የቐንየለይ !!
    .
    ...وسعت
    4